'ካብ ታክሲ ዘዊረ ዝረኽቦ ኣታዊ ንላዕሊ ኣረጋውያን ምሕጋዝ ባህ ይብለኒ'

መግለጺ ቪድዮ, “ካብቲ ታክሲ ዘዊረ ዝረኽቦ ኣታዊ ንላዕሊ ኣረጋውያን ምሕጋዝ ባህ ይብለኒ”
Published

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ታክሲ ብምዝዋር ህይወቱ ዝመርሕ ኣቶ ሰሎሞን ተዘራ፣ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ጥራይ ንኣስታት 750 ዓቕሚ ዘይብሎም ኣረጋውያንን ናይ ኣእምሮ ጸገም ዘለዎም ሰባት ሰብነቶም ሓጺቡ ክዳን ቀይርሎም።